1 ቈረንቶስ 11:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ግናኸ፡ ርእሲ ሰብኣይ ዘበለ ክርስቶስ፡+ ርእሲ ሰበይቲ ኸኣ ሰብኣይ፡+ ርእሲ ክርስቶስ እውን ኣምላኽ ከም ዝዀነ፡+ ክትፈልጡ እደሊ ኣለኹ። 1 ጴጥሮስ 3:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ከምኡ ድማ፡ ኣትን ኣንስቲ፡ ገለ ነቲ ቓል ዘይእዘዙ እንተ ኣልዮም፡ ብዘይ ቃል ብኣካይዳ ኣንስቶም ምእንቲ ኺማረኹ+ ንሰብኡትክን ተገዝኣኦም፣+