ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 49:7
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 7 ቍጥዓኦም ሕሱም፡ ነድሮም ከኣ ጨካን እዩ እሞ፡ ርጉም ይኹን።+ ኣብ ያእቆብ ክብትኖም፡ ኣብ እስራኤል ፋሕ ከብሎም እየ።+

  • ዘዳግም 18:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 18 “ሌዋውያን ካህናት፡ ብዘሎ ነገድ ሌዊ እውን፡ ምስ እስራኤል ግደ ወይ ርስቲ ኣይኪውሃቦምን እዩ። ካብቲ ርስቱ ዝዀነ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ኺበልዑ እዮም።+

  • እያሱ 14:4
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 4 ደቂ ዮሴፍሲ ኽልተ ነገዳት፡ ምናሴን ኤፍሬምን ነበሩ።+ ንሌዋውያን ከኣ፡ ብዘይካ እተን ዚቕመጡለን ከተማታትን+ መጓሰዪታት ማሎምን ጥሪቶምን፡+ ኣብታ ምድሪ ግደ ኣይሃብዎምን።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ