ዘፍጥረት 49:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ቍጥዓኦም ሕሱም፡ ነድሮም ከኣ ጨካን እዩ እሞ፡ ርጉም ይኹን።+ ኣብ ያእቆብ ክብትኖም፡ ኣብ እስራኤል ፋሕ ከብሎም እየ።+