ዘዳግም 19:11, 12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 “ግናኸ፡ ሰብ ንብጻዩ እንተ ጸሊእዎ፡+ ኣድብዩ ጸኒሑ ኸኣ ክሳዕ ዚመውት እንተ ወቒዕዎ፡* ናብ ሓንቲ ኻብዘን ከተማታት እዚአን ከኣ እንተ ሃዲሙ፡ 12 ዓበይቲ ኸተማኡ ልኢኾም ካብኡ ይውሰድዎ፡ ኣብ ኢድ እቲ ፈዳይ ደም ድማ ኣሕሊፎም ይሃብዎ፡ ይሙት ከኣ።+ እያሱ 20:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ንብጻዩ ብድንገት* እዩ ቐቲልዎ፡ ኣቐዲሙ ኸኣ ጽልኢ ኣይነበሮን እሞ፡ እቲ ፈዳይ ደም ደድሕሪኡ እንተ ስዒቡ፡ ነቲ ሰብ ዝቐተለ ኣብ ኢዱ ኣሕሊፎም ኣይሃብዎ።+ እያሱ 20:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ብዘይፍላጥ ሰብ* ዝቐተለ ዘበለ ናባታተን ኪሃድም፡ ኣብ ቅድሚ ኣኼባ ንፍርዲ ኸይቈመ ኸኣ ብኢድ ፈዳይ ደም ከይመውትሲ፡ እተን ንዅሎም እስራኤላውያንን ኣብ መንጎኦም ንዚነብሩ ጓኖትን እተመደባ ኸተማታት እዚኣተን እየን።+
11 “ግናኸ፡ ሰብ ንብጻዩ እንተ ጸሊእዎ፡+ ኣድብዩ ጸኒሑ ኸኣ ክሳዕ ዚመውት እንተ ወቒዕዎ፡* ናብ ሓንቲ ኻብዘን ከተማታት እዚአን ከኣ እንተ ሃዲሙ፡ 12 ዓበይቲ ኸተማኡ ልኢኾም ካብኡ ይውሰድዎ፡ ኣብ ኢድ እቲ ፈዳይ ደም ድማ ኣሕሊፎም ይሃብዎ፡ ይሙት ከኣ።+
5 ንብጻዩ ብድንገት* እዩ ቐቲልዎ፡ ኣቐዲሙ ኸኣ ጽልኢ ኣይነበሮን እሞ፡ እቲ ፈዳይ ደም ደድሕሪኡ እንተ ስዒቡ፡ ነቲ ሰብ ዝቐተለ ኣብ ኢዱ ኣሕሊፎም ኣይሃብዎ።+
9 ብዘይፍላጥ ሰብ* ዝቐተለ ዘበለ ናባታተን ኪሃድም፡ ኣብ ቅድሚ ኣኼባ ንፍርዲ ኸይቈመ ኸኣ ብኢድ ፈዳይ ደም ከይመውትሲ፡ እተን ንዅሎም እስራኤላውያንን ኣብ መንጎኦም ንዚነብሩ ጓኖትን እተመደባ ኸተማታት እዚኣተን እየን።+