ዘሁልቍ 35:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 “‘እቲ ፈዳይ ደም ነቲ ቐታል ነፍሲ ይቕተሎ። ምስ ዚረኽቦ፡ ባዕሉ ይቕተሎ። ዘዳግም 19:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 እንተ ዘይኰነስ፡ እታ ኸተማ ስለ ዝረሓቐት፡ እቲ ፈዳይ ደም+ ብቝጥዓ ነዲሩ* ደድሕሪ እቲ ሰብ ዝቐተለ ስዒቡ፡ ኣርኪቡ ኪቐትሎ እዩ። ግናኸ፡ ኣቐዲሙ ንብጻዩ ጽልኢ ስለ ዘይነበሮ፡ ኪመውት ኣይግብኦን እዩ።+
6 እንተ ዘይኰነስ፡ እታ ኸተማ ስለ ዝረሓቐት፡ እቲ ፈዳይ ደም+ ብቝጥዓ ነዲሩ* ደድሕሪ እቲ ሰብ ዝቐተለ ስዒቡ፡ ኣርኪቡ ኪቐትሎ እዩ። ግናኸ፡ ኣቐዲሙ ንብጻዩ ጽልኢ ስለ ዘይነበሮ፡ ኪመውት ኣይግብኦን እዩ።+