ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘዳግም 4:41-43
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 41 ሽዑ፡ ሙሴ ኣብ ምብራቓዊ ሸነኽ ዮርዳኖስ ሰለስተ ኸተማ ፈለየ።+ 42 ብዘይፍላጥ ንብጻዩ ዝቐተለ ዘበለ ቐታሊ፡ ኣቐዲሙ ኸኣ ጽልኢ እንተ ዘይነይርዎ፡+ ብህይወት ኪነብር፡ ናብ ሓንቲ ኻብዘን ከተማታት እዚአን ምእንቲ ኺሃድም፡ ከምኡ ገበረ።+ 43 እተን ከተማታት ድማ፡ ንሮቤላውያን እታ ኣብ በረኻ ኣብ ከበሳ እትርከብ ቤጸር፡+ ንጋዳውያን እታ ኣብ ጊልዓድ እትርከብ ራሞት፡+ ንምናስያውያን ከኣ እታ ኣብ ባሳን እትርከብ ጎላን+ እየን።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ