ዘሁልቍ 18:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 “ካብ ኵሉ ህያው* ንየሆዋ ዜቕርብዎ ዘበለ በዅሪ፡+ ሰብ ኰነ እንስሳ፡ ንዓኻ ይኹን። ግናኸ፡ ንበዅሪ ሰብ ብርግጽ ተበጀዎ፡+ ንበዅሪ ርኹስ እንስሳ እውን ተበጀዎ።+
15 “ካብ ኵሉ ህያው* ንየሆዋ ዜቕርብዎ ዘበለ በዅሪ፡+ ሰብ ኰነ እንስሳ፡ ንዓኻ ይኹን። ግናኸ፡ ንበዅሪ ሰብ ብርግጽ ተበጀዎ፡+ ንበዅሪ ርኹስ እንስሳ እውን ተበጀዎ።+