መሳፍንቲ 13:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 እንሆ፡ ክትጠንሲ፡ ወዲ እውን ክትወልዲ ኢኺ፣ እቲ ቘልዓ ኻብ ከርሲ ኣትሒዙ ናይ ኣምላኽ ናዝራዊ ስለ ዚኸውን፡ ንርእሱ መላጸ ኣይተንክፎ።+ ንሱ ኸኣ ንእስራኤል ካብ ኢድ ፍልስጥኤማውያን ምድሓኖም ኪጅምር እዩ።”+
5 እንሆ፡ ክትጠንሲ፡ ወዲ እውን ክትወልዲ ኢኺ፣ እቲ ቘልዓ ኻብ ከርሲ ኣትሒዙ ናይ ኣምላኽ ናዝራዊ ስለ ዚኸውን፡ ንርእሱ መላጸ ኣይተንክፎ።+ ንሱ ኸኣ ንእስራኤል ካብ ኢድ ፍልስጥኤማውያን ምድሓኖም ኪጅምር እዩ።”+