ዘሁልቍ 1:50 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 50 ንሌዋውያን ኣብ ልዕሊ ማሕደር ምስክርን+ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ኣቕሑኡን ኣብ ልዕሊ ናቱ ዘበለ ዅሉን ሽሞም።+ ንሳቶም ድማ ነቲ ማሕደርን ንዅሉ ኣቕሑኡን ይጹሩ፡+ ኣብኡ ኸኣ የገልግሉ፡+ ኣብ ዙርያ እቲ ማሕደር ድማ ይስፈሩ።+ ዘሁልቍ 3:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 “ንነገድ ሌዊ+ ኣምጺእካ ኣብ ቅድሚ ኻህን ኣሮን ደው ኣብሎም፣ ንሳቶም ከኣ የገልግልዎ።+ 2 ዜና መዋእል 31:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ህዝቅያስ ድማ ነቶም ካህናት ኣብ ክፍልታቶም፡+ ነቶም ሌዋውያን እውን ኣብ ክፍልታቶም፡+ እቶም ካህናትን እቶም ሌዋውያንን ነፍሲ ወከፎም ኣብ ኣኣገልግሎቶም፡+ ዚሓርር መስዋእትን መስዋእቲ ሕብረትን ኬቕርቡ፡ ኬገልግሉ፡ ኣብ ኣፍ ደገታት ኣጸዳት* የሆዋ እውን ኬመስግኑን ኪውድሱን ሸሞም።+
50 ንሌዋውያን ኣብ ልዕሊ ማሕደር ምስክርን+ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ኣቕሑኡን ኣብ ልዕሊ ናቱ ዘበለ ዅሉን ሽሞም።+ ንሳቶም ድማ ነቲ ማሕደርን ንዅሉ ኣቕሑኡን ይጹሩ፡+ ኣብኡ ኸኣ የገልግሉ፡+ ኣብ ዙርያ እቲ ማሕደር ድማ ይስፈሩ።+
2 ህዝቅያስ ድማ ነቶም ካህናት ኣብ ክፍልታቶም፡+ ነቶም ሌዋውያን እውን ኣብ ክፍልታቶም፡+ እቶም ካህናትን እቶም ሌዋውያንን ነፍሲ ወከፎም ኣብ ኣኣገልግሎቶም፡+ ዚሓርር መስዋእትን መስዋእቲ ሕብረትን ኬቕርቡ፡ ኬገልግሉ፡ ኣብ ኣፍ ደገታት ኣጸዳት* የሆዋ እውን ኬመስግኑን ኪውድሱን ሸሞም።+