ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 3:9
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 9 ሌዋውያን ንኣሮንን ንደቁን ሃቦም። ንሳቶም ካብ እስራኤላውያን ንዕኡ እተዋህቡ ውህበት እዮም።+

  • ዘሁልቍ 18:6
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 6 ኣነ ንኣሕዋትኩም ሌዋውያን ካብ መንጎ እስራኤላውያን ንዓኻትኩም ውህበት ኪዀኑ ወሲደዮም ኣለኹ።+ ኣገልግሎት ድንኳን ምርኻብ ኪፍጽሙ፡ ንየሆዋ እተዋህቡ እዮም።+

  • 1 ዜና መዋእል 23:32
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 32 ኣብ ኣገልግሎት ቤት የሆዋ፡ ነቲ ድንኳን ምርኻብን ነቲ መቕደስን ነቶም ኣሕዋቶም ደቂ ኣሮንን ዚምልከት ሓላፍነቶም እውን ይስከሙ ነበሩ።

  • ህዝቅኤል 44:11
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 11 ኣብ መቕደሰይ ከኣ ንኣፍ ደገታት እታ ቤተ መቕደስ ዚሕልዉን*+ ኣብ ቤተ መቕደሰይ ዜገልግሉን ኣገልገልቲ ኪዀኑ እዮም። ብምሉኡ ዚሓርር መስዋእትን ንህዝቢ ዚኸውን መስዋእትን ኪሓርዱ፡ ኬገልግልዎም ድማ ኣብ ቅድሚ እቲ ህዝቢ ኪቘሙ እዮም።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ