-
ዘጸኣት 16:8መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
8 ሙሴ ድማ፡ “የሆዋ ምሸት ክትበልዑ ስጋ፡ ንግሆ ኸኣ ክትጸግቡ እንጌራ ኺህበኩም ከሎ፡ የሆዋ ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ዘጕረምረምኩምዎ ምጕርምራም ከም ዝሰምዐ ኽትርእዩ ኢኹም። ንሕና ግና እንታዎት ኢና፧ ኣብ ልዕሊ የሆዋ ኢኹም ዘጕረምረምኩም እምበር፡ ኣብ ልዕሌና ኣይኰነን” በሎም።+
-