ዘሁልቍ 16:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ንቆራሕን ንዅሎም ደገፍቱን ከምዚ ኢሉ ተዛረቦም፦ “ንግሆ፡ የሆዋ እቲ ናቱ ዝዀነን+ እቲ ቕዱስን እቲ ኪቐርቦ ዚግባእን+ መን ከም ዝዀነ ኼፍልጥ እዩ፣ እቲ ንሱ ዝሓረዮ+ ኸኣ ኪቐርቦ እዩ።
5 ንቆራሕን ንዅሎም ደገፍቱን ከምዚ ኢሉ ተዛረቦም፦ “ንግሆ፡ የሆዋ እቲ ናቱ ዝዀነን+ እቲ ቕዱስን እቲ ኪቐርቦ ዚግባእን+ መን ከም ዝዀነ ኼፍልጥ እዩ፣ እቲ ንሱ ዝሓረዮ+ ኸኣ ኪቐርቦ እዩ።