ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 1:51
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 51 እቲ ማሕደር ኪነቅል ከሎ፡ ሌዋውያን የውርድዎ፣+ እቲ ማሕደር ኪሰፍር ከሎ ኸኣ፡ ሌዋውያን ይትከልዎ። ዘይተፈቕደሉ ሰብ* እንተ ቐሪቡ፡ ይቀተል።+

  • ዘሁልቍ 18:4
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 4 ምሳኻ ዀይኖም፡ ብዛዕባ እቲ ድንኳን ምርኻብን ኵሉ ኣገልግሎት እቲ ድንኳንን ዘለዎም ሓላፍነት ይፈጽሙ፣ ዘይተፈቕደሉ ሰብ* ከኣ ናባኻትኩም ኣይቕረብ።+

  • ዘሁልቍ 18:7
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 7 ንስኻን ደቅኻን ነቲ ምስቲ መሰውእን ምስቲ ኣብ ውሽጢ መጋረጃ+ ዘሎን ዚተሓሓዝ ዕዮ ኽህነት ተሓተትቲ ኢኹም፣ ንስኻትኩም ኣገልግሉ።+ ንዓኻትኩም ኣገልግሎት ክህነት ከም ውህበት ሂበኩም ኣለኹ፣ ዘይተፈቕደሉ ሰብ* እንተ ቐሪቡ ግና፡ ይቀተል።”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ