-
ዘሁልቍ 22:35መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
35 መልኣኽ የሆዋ ግና ንበላዓም፡ “ምስዞም ሰባት እዚኦም ኪድ፣ ግናኸ፡ እቲ ኣነ ዝብለካ ቓል ጥራይ ተዛረብ” በሎ። በላዓም ከኣ ምስቶም መሳፍንቲ ባላቅ ከደ።
-
-
ዘሁልቍ 23:5መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
5 የሆዋ ኸኣ ቃል ኣብ ኣፍ በላዓም ኣንበረ እሞ፡+ “ናብ ባላቅ ተመሊስካ፡ ከምዚ ኢልካ ተዛረብ” በሎ።
-