መዝሙር 89:35 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 35 ብቕድስናይ ሓንሳእ ንሓዋሩ ምሒለ እየ፣ንዳዊት ኣይክሕስዎን እየ።+ ቲቶስ 1:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኣብቲ ኺሕሱ ዘይክእል ኣምላኽ፡+ ጥንቲ ዘተስፈወና ተስፋ ናይ ዘለኣለም ህይወት እተመስረተትን እያ፣+