ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 13:21
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 21 የሆዋ ኸኣ መዓልትን ለይትን ምእንቲ ኺጕዓዙ፡+ ብመዓልቲ መገዲ ኺመርሖም ብዓንዲ ደበና፡ ብለይቲ ድማ ኬብርሃሎም ብዓንዲ ሓዊ ቐቅድሚኦም ይኸይድ ነበረ።+

  • ዘጸኣት 23:20
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 20 “ኣብ መገዲ ኺሕልወካን ናብታ ዘዳለኽዋ ቦታ ኼእትወካን+ መልኣኸይ ቀቅድሜኻ እልእኽ ኣለኹ።+

  • ዘጸኣት 29:45
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 45 ኣብ መንጎ ህዝቢ እስራኤል ክነብር፡* ኣምላኾም ከኣ ክኸውን እየ።+

  • ኢሳይያስ 8:10
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 10 ውጥን ምሃዙ፣ ግናኸ፡ ኪተዓናቐፍ እዩ!

      ዝደለኹምዎ በሉ፣ ግናኸ፡ ኣይኪሰልጥን እዩ!

      ከመይሲ፡ ኣምላኽ ምሳና እዩ!*+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ