ዘፍጥረት 12:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 የሆዋ ድማ ንኣብራም ከምዚ በሎ፦ “ካብ ምድርኻን ካብ ኣዝማድካን ካብ እንዳ ኣቦኻን ኣነ ናብ ዘርእየካ ምድሪ ኣቢልካ ውጻእ።+ ዘፍጥረት 12:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ንዚባርኹኻ ኽባርኾም፡ ንዚረግመካ እውን ክረግሞ እየ፣+ ኵሎም ዓሌታት ምድሪ ኸኣ ብኣኻ ብርግጽ ኪባረኹ* እዮም።”+