ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 22:41
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 41 ንግሆ፡ ባላቅ ንበላዓም ወሰዶ፡ ናብ ባሞት-በዓል ከኣ ኣደየቦ፣ ኣብኡ ዀይኑ ድማ ንዅሉ እቲ ህዝቢ ኺርእዮ ይኽእል ነበረ።+

  • ዘሁልቍ 23:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 23 በላዓም ድማ ንባላቅ፡ “ኣብዚ ሸውዓተ መሰውኢ ስርሓለይ እሞ፡+ ሸውዓተ ዝራብዕን ሸውዓተ ድዑልን ኣዳልወለይ” በሎ።

  • ዘሁልቍ 23:14
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 14 ናብ መሮር ጾፊም፡ ናብ ርእሲ ጲስጋ ድማ ወሰዶ፣+ ሸውዓተ መሰውኢ ኸኣ ሰርሐ፣ ኣብ መመሰውኢ ድማ ሓደ ዝራብዕን ሓደ ድዑልን ሰውአ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ