ዘፍጥረት 38:2-4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኣብኡ ኸኣ ይሁዳ፡ ሓንቲ ጓል ሓደ ሹዓ ዝስሙ ከነኣናዊ ሰብኣይ ረኣየ።+ ንዓኣ ወሲዱ ኸኣ ናብኣ ኣተወ፣ 3 ንሳ ድማ ጠነሰት፡ ወዲ ኸኣ ወለደት፡ ዔር ኢላ እውን ሰመየቶ።+ 4 መሊሳ ድማ ጠነሰት፡ ወዲ ኸኣ ወለደት፡ ኦናን ኢላ እውን ሰመየቶ።
2 ኣብኡ ኸኣ ይሁዳ፡ ሓንቲ ጓል ሓደ ሹዓ ዝስሙ ከነኣናዊ ሰብኣይ ረኣየ።+ ንዓኣ ወሲዱ ኸኣ ናብኣ ኣተወ፣ 3 ንሳ ድማ ጠነሰት፡ ወዲ ኸኣ ወለደት፡ ዔር ኢላ እውን ሰመየቶ።+ 4 መሊሳ ድማ ጠነሰት፡ ወዲ ኸኣ ወለደት፡ ኦናን ኢላ እውን ሰመየቶ።