ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ሳሙኤል 22:31
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 31 መገዲ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ፍጽምቲ እያ፣+

      ቃል የሆዋ እተጻረየ እዩ።+

      ንዅሎም እቶም ዚምዕቈብዎ ዋልታኦም እዩ።+

  • መዝሙር 18:2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  2 የሆዋ ኸውሐይን ዕርደይን መናገፍየይን እዩ።+

      ኣምላኸይ ዝምዕቈበሉ ኸውሐይ፡+

      ዋልታይን ቀርኒ* ድሕነተይን፡* እምባይ* እዩ።+

  • መዝሙር 19:7
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  7 ሕጊ የሆዋ ፍጹም እዩ፡+ ሓይሊ የሐድስ።*+

      መዘኻኸሪታት የሆዋ እሙን እዩ፡+ ንዘይለበመ የጥብቦ።+

  • ያእቆብ 1:17
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 17 ኵሉ ጽቡቕ ውህበትን ኵሉ ፍጹም ውህበትን ካብ ላዕሊ፡+ ካብቲ ኸም ዚለዋወጥ ጽላሎት ዘይቀያየር ወይ ዘይለዋወጥ*+ ኣቦ ሰማያዊ ብርሃናት እዩ ዚወርድ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ