ዘፍጥረት 26:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ኵላ እዛ ምድሪ ንዓኻን ንዘርእኻን ክህበካ እየ እሞ፡+ ኣብዛ ምድሪ እዚኣ ጓና ዄንካ ተቐመጥ፣+ ምሳኻ ክኸውንን ክባርኸካን ከኣ እየ። እቲ ንኣቦኻ ኣብርሃም ዝመሓልኩሉ ማሕላ ድማ ክፍጽሞ እየ።+
3 ኵላ እዛ ምድሪ ንዓኻን ንዘርእኻን ክህበካ እየ እሞ፡+ ኣብዛ ምድሪ እዚኣ ጓና ዄንካ ተቐመጥ፣+ ምሳኻ ክኸውንን ክባርኸካን ከኣ እየ። እቲ ንኣቦኻ ኣብርሃም ዝመሓልኩሉ ማሕላ ድማ ክፍጽሞ እየ።+