ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 21:23, 24
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 23 ሲሆን ግና እስራኤል ብሃገሩ ኺሓልፍ ኣይፈቐደን። ኣብ ክንዳኡስ፡ ሲሆን ንዅሉ ህዝቡ ኣኪቡ፡ ንእስራኤል ኪጻረሮ ናብ በረኻ ወጸ፣ ናብ ያሃጽ መጺኡ ድማ፡ ምስ እስራኤል ተዋግአ።+ 24 እስራኤል ግና ብሰይፊ ወቕዖ፡+ ካብ ኣርኖን+ ክሳብ ያቦቅ፡+ ክሳብ ጥቓ ዓሞናውያን ዘሎ ምድሩ እውን ተረስተየ፣+ ከመይሲ፡ ያዕዜር+ ኣብ ዶብ ሃገር ዓሞናውያን ነበረ።+

  • እያሱ 12:1, 2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 12 እቶም እስራኤላውያን ዝሰዓርዎም እሞ፡ ብሸነኽ ምብራቕ ዮርዳኖስ ዘላ ምድሮም፡ ካብ ስንጭሮ* ኣርኖን+ ክሳብ ከረን ሄርሞንን+ ንምብራቕ ዘሎ ዅሉ ዓራባን፡+ ርስቶም ክትከውን ዝወሰዱሎም ነገስታት እታ ምድሪ እዚኣቶም እዮም፦ 2 እቲ ኣብ ሔስቦን ዚነብር ዝነበረ፡ ካብታ ኣብ ገምገም ስንጭሮ* ኣርኖን+ ዘላ ዓሮዔር፡+ ካብ ማእከል እቲ ስንጭሮን ፍርቂ ጊልዓድን ክሳብ እቲ ዶብ ዓሞናውያን ዝዀነ ስንጭሮ* ያቦቅ ከኣ ዝገዝአ ሲሆን+ ንጉስ ኣሞራውያን።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ