ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 19:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 19 እስራኤላውያን ካብ ምድሪ ግብጺ ኻብ ዚወጹ ኣብ ሳልሰይቲ ወርሒ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ ናብ በረኻ ሲና መጹ።

  • ዘሁልቍ 10:11, 12
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 11 ኣብ ካልአይቲ ዓመት፡ ኣብ ካልአይቲ ወርሒ፡ ኣብ መበል 20 መዓልቲ እታ ወርሒ፡+ እቲ ደበና ኻብ ልዕሊ እቲ ማሕደር+ ምስክር ተላዕለ። 12 እስራኤላውያን ከኣ ከከምቲ መስርዕ ኣነቓቕላኦም ካብ በረኻ ሲና ነቐሉ፣+ እቲ ደበና ድማ ኣብ በረኻ ጳራን ቈመ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ