ዘዳግም 24:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 “ሓደ ሰብኣይ ሓዳስ ሰበይቲ ምስ ተመርዓወ፡ ኣብ ሰራዊት ኣየገልግል፡ ወይ ዝዀነ ኻልእ ዚዕየ ግቡእ ኣይውሃቦ። ሓደ ዓመት ኣብ ቤቱ ናጻ ይኹን፡ ንሰበይቱ ድማ የሐጕሳ።+
5 “ሓደ ሰብኣይ ሓዳስ ሰበይቲ ምስ ተመርዓወ፡ ኣብ ሰራዊት ኣየገልግል፡ ወይ ዝዀነ ኻልእ ዚዕየ ግቡእ ኣይውሃቦ። ሓደ ዓመት ኣብ ቤቱ ናጻ ይኹን፡ ንሰበይቱ ድማ የሐጕሳ።+