ዘዳግም 24:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 “ሓደ ሰብኣይ፡ ሰበይቲ እንተ ተመርዕዩ፡ ዜሕፍር ነገር ስለ ዝረኸበላ ግና ባህ እንተ ዘይኢላቶ፡ ጽሑፍ መፍትሒኣ ጽሒፉ+ ኣብ ኢዳ ይሃባ፡ ካብ ቤቱ ኸኣ ይስደዳ።+
24 “ሓደ ሰብኣይ፡ ሰበይቲ እንተ ተመርዕዩ፡ ዜሕፍር ነገር ስለ ዝረኸበላ ግና ባህ እንተ ዘይኢላቶ፡ ጽሑፍ መፍትሒኣ ጽሒፉ+ ኣብ ኢዳ ይሃባ፡ ካብ ቤቱ ኸኣ ይስደዳ።+