ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ነገስት 2:3
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 3 ከምቲ ኣብ ሕጊ ሙሴ እተጻሕፈ፡ ብመገድታቱ ብምምልላስ፡ ሕግታቱን ትእዛዛቱን ፍርድታቱን መዘኻኸሪታቱን ከኣ ብምሕላው፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣምላኽ ዘሎካ ግዴታ ሓሉ።+ ሽዑ፡ ኣብ እትገብሮ ዅሉን ኣብ እትኸዶ ዅሉን ኪሰልጠካ እዩ።*

  • ማቴዎስ 19:17
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 17 ንሱ ኸኣ፡ “ብዛዕባ ሕያውነት* ስለምንታይ እትሓትተኒ፧ ሓደ ጥራይ እዩ ሕያዋይ።*+ ናብ ህይወት ክትኣቱ እንተ ደሊኻ ግና፡ ብቐጻሊ ትእዛዛት ሓሉ” በሎ።+

  • 1 ዮሃንስ 5:3
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 3 ፍቕሪ ኣምላኽ ከኣ ትእዛዛቱ ኽንሕሉ እዩ፣+ ትእዛዛቱ እውን ከቢድ ኣይኰነን፣+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ