ዘዳግም 33:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ንያእቆብ ፍርድታትካ፡+ንእስራኤል ከኣ ሕግኻ ይምሃሩ።+ ዕጣን ጥዑም ጨና ኪዀነካ፡*+ምሉእ መስዋእቲ ድማ ኣብ መሰውኢኻ የቕርቡ።+