ኢሳይያስ 5:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ብዙሕ ኣባይቲ፡ ዓበይትን ጽቡቕን ክነሱ፡መሰክሒ ኪኸውን፡ብዘይ ነባሪ እውን ኪኸውን ምዃኑ፡የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኣብ ኣእዛነይ ምሒሉ ኣሎ።+ ድጕዓ 5:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ርስትና ናብ ካልኦት፡ ኣባይትና ናብ ጓኖት ተመሓላሊፉ።+