ነህምያ 2:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ኣሳፍ እቲ ሓላው መናፈሻ ንጉስ* ንኣፍ ደገታት ዕርዲ+ እታ ቤትን* ንመካበብያ እታ ኸተማን+ ነታ ኣነ ዝኸዳ ቤትን ዜድሊ ኣዕጫው ዚኸውን ኣእዋም ክህበኒ፡ ንዕኡ እውን ደብዳበ ይወሃበኒ” በልክዎ። እታ ሕያወይቲ ኢድ ኣምላኸይ ኣብ ልዕለይ ስለ ዝነበረት ከኣ፡+ ንጉስ ሃበኒ።+
8 ኣሳፍ እቲ ሓላው መናፈሻ ንጉስ* ንኣፍ ደገታት ዕርዲ+ እታ ቤትን* ንመካበብያ እታ ኸተማን+ ነታ ኣነ ዝኸዳ ቤትን ዜድሊ ኣዕጫው ዚኸውን ኣእዋም ክህበኒ፡ ንዕኡ እውን ደብዳበ ይወሃበኒ” በልክዎ። እታ ሕያወይቲ ኢድ ኣምላኸይ ኣብ ልዕለይ ስለ ዝነበረት ከኣ፡+ ንጉስ ሃበኒ።+