1 ሳሙኤል 13:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ፍልስጥኤማውያን እውን 30,000 ሰረገላን 6,000 ፈረሰኛን ከምቲ ኣብ ገምገም ባሕሪ ዘሎ ሑጻ ዝምብዛሑ ሰራዊትን ሒዞም፡ ምስ እስራኤል ኪዋግኡ ተኣከቡ፣+ ደዪቦም ድማ ኣብታ ብምብራቕ ቤት-ኣዌን+ ዘላ ሚኽማሽ ሰፈሩ።
5 ፍልስጥኤማውያን እውን 30,000 ሰረገላን 6,000 ፈረሰኛን ከምቲ ኣብ ገምገም ባሕሪ ዘሎ ሑጻ ዝምብዛሑ ሰራዊትን ሒዞም፡ ምስ እስራኤል ኪዋግኡ ተኣከቡ፣+ ደዪቦም ድማ ኣብታ ብምብራቕ ቤት-ኣዌን+ ዘላ ሚኽማሽ ሰፈሩ።