ነህምያ 8:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ኵሎም እቶም ህዝቢ ድማ ብሓደ ሰሚሮም ኣብቲ ኣብ መንጽር እቲ ኣፍ ደገ ማይ+ ዘሎ ኣደባባይ ተኣከቡ። ንእዝራ+ እቲ ቐዳሒ* ኸኣ፡ እቲ የሆዋ ንእስራኤል ዝኣዘዞ+ መጽሓፍ ሕጊ ሙሴ+ ኼምጽእ ተዛረብዎ። ነህምያ 9:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 እቶም ዘርኢ እስራኤል ዘበሉ ኸኣ ካብ ኵሎም ጓኖት ተፈልዩ፣+ ደው ኢሎም ድማ ሓጢኣቶምን ስሕተት ኣቦታቶምን ተናዘዙ።+
8 ኵሎም እቶም ህዝቢ ድማ ብሓደ ሰሚሮም ኣብቲ ኣብ መንጽር እቲ ኣፍ ደገ ማይ+ ዘሎ ኣደባባይ ተኣከቡ። ንእዝራ+ እቲ ቐዳሒ* ኸኣ፡ እቲ የሆዋ ንእስራኤል ዝኣዘዞ+ መጽሓፍ ሕጊ ሙሴ+ ኼምጽእ ተዛረብዎ።