ዘጸኣት 29:40, 41 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 40 ምስቲ ሓደ ገንሸል፡ ብርብዒ ሂን* ጕዱእ ዘይቲ እተቘምጥዐ ዓስራይ ኣፍ ኤፋ* ድኹም ሓርጭ፡ ንመስዋእቲ መስተ ድማ ርብዒ ሂን ወይኒ ኣቕርብ። 41 ነቲ ኻልኣይ ገንሸል ከኣ ከምቲ ናይ ንግሆ መስዋእቲ እኽልን መስዋእቲ መስተን ምስኡ ጌርካ ጽልግልግ ምስ በለ* ኣቕርቦ። ንየሆዋ ጥዑም ጨና ኪኸውን፡ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ጌርካ ሰውኣዮ።
40 ምስቲ ሓደ ገንሸል፡ ብርብዒ ሂን* ጕዱእ ዘይቲ እተቘምጥዐ ዓስራይ ኣፍ ኤፋ* ድኹም ሓርጭ፡ ንመስዋእቲ መስተ ድማ ርብዒ ሂን ወይኒ ኣቕርብ። 41 ነቲ ኻልኣይ ገንሸል ከኣ ከምቲ ናይ ንግሆ መስዋእቲ እኽልን መስዋእቲ መስተን ምስኡ ጌርካ ጽልግልግ ምስ በለ* ኣቕርቦ። ንየሆዋ ጥዑም ጨና ኪኸውን፡ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ጌርካ ሰውኣዮ።