ዘሁልቍ 18:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 “ንደቂ ሌዊ ድማ፡ ስለቲ ኣብ ድንኳን ምርኻብ ዜገልግልዎ ኣገልግሎቶም፡ ኵሉ ዕሽር እስራኤል ከም ርስቲ ሂበዮም ኣለኹ።+