ነህምያ 12:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 እቶም ምስ ዘሩባቤል+ ወዲ ሸኣልቲኤልን+ ምስ እያሱን+ ዝደየቡ ኻህናትን ሌዋውያንን እዚኣቶም እዮም፦ ሰራያ፡ ኤርምያስ፡ እዝራ፡ ነህምያ 12:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ሸማዕያ፡ ዮያሪብ፡ የዳዕያ፡