ነህምያ 8:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 እዝራ እቲ ቐዳሒ* ኸኣ ነቲ ኣጋጣሚ እቲ ተባሂሉ ብዕንጨይቲ ኣብ እተገብረ መድረኽ ደው ኢሉ ነበረ። ኣብ ጐድኑ፡ ኣብ የማኑ ድማ ማቲትያን ሸማዕን ዓናያን ኡርያን ሒልቅያን ማዓስያን፡ ኣብ ጸጋሙ ኸኣ ጰዳያን ሚሻኤልን ማልክያን+ ሓሹምን ሓሽ-ባዳናን ዘካርያስን መሹላምን ደው ኢሎም ነበሩ።
4 እዝራ እቲ ቐዳሒ* ኸኣ ነቲ ኣጋጣሚ እቲ ተባሂሉ ብዕንጨይቲ ኣብ እተገብረ መድረኽ ደው ኢሉ ነበረ። ኣብ ጐድኑ፡ ኣብ የማኑ ድማ ማቲትያን ሸማዕን ዓናያን ኡርያን ሒልቅያን ማዓስያን፡ ኣብ ጸጋሙ ኸኣ ጰዳያን ሚሻኤልን ማልክያን+ ሓሹምን ሓሽ-ባዳናን ዘካርያስን መሹላምን ደው ኢሎም ነበሩ።