ነህምያ 12:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 እያሱ ንዮያቂም ወለደ፡ ዮያቂም ንኤልያሺብ+ ወለደ፡ ኤልያሺብ ድማ ንዮያዳ።+ ነህምያ 13:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ቅድሚ እዚ፡ እቲ ኣብ ልዕሊ መኽዘናት* ቤት* ኣምላኽ ሓላፍነት ዝነበሮ ኻህን፡+ ኤልያሺብ+ እቲ ዘመድ ጦብያ+ ነበረ። ነህምያ 13:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ሓደ ኻብ ደቂ ዮያዳ+ ወዲ ኤልያሺብ+ እቲ ሊቀ ኻህናት፡ ሰብኣይ ጓል ሳንባላጥ+ እቲ ሖሮናዊ ዀይኑ ነበረ። ስለዚ፡ ካባይ ሰጐጕክዎ።