1 ነገስት 2:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ዳዊት ከኣ ምስ ኣቦታቱ ዓረፈ፡ ኣብ ከተማ ዳዊት ድማ ተቐብረ።+ 2 ዜና መዋእል 16:13, 14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ኣሳ ድማ ምስ ኣቦታቱ ዓረፈ፣+ ኣብ መበል 41 ዓመት ንግስናኡ እውን ሞተ። 14 ኣብቲ ኣብ ከተማ ዳዊት+ ንርእሱ ዘዅዓቶ ዓብዪ መቓብር ከኣ ተቐብረ፣ ዘይቲ በለሳንን እተፈላለየ ዓይነት ቀመማት ተሓዋዊሱ ብፍሉይ እተገብረ ቕብእን ኣብ ዝመልአ ዓራት ኣንበርዎ።+ ምእንታኡ ድማ ኣዝዩ ዓብዪ ናይ ቀብሪ ስነ ስርዓት ምንዳድ ገበሩ።*
13 ኣሳ ድማ ምስ ኣቦታቱ ዓረፈ፣+ ኣብ መበል 41 ዓመት ንግስናኡ እውን ሞተ። 14 ኣብቲ ኣብ ከተማ ዳዊት+ ንርእሱ ዘዅዓቶ ዓብዪ መቓብር ከኣ ተቐብረ፣ ዘይቲ በለሳንን እተፈላለየ ዓይነት ቀመማት ተሓዋዊሱ ብፍሉይ እተገብረ ቕብእን ኣብ ዝመልአ ዓራት ኣንበርዎ።+ ምእንታኡ ድማ ኣዝዩ ዓብዪ ናይ ቀብሪ ስነ ስርዓት ምንዳድ ገበሩ።*