2 ዜና መዋእል 27:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ዮታም+ ኪነግስ ከሎ ድማ፡ ወዲ 25 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ከኣ 16 ዓመት ነገሰ። ስም ኣዲኡ የሩሻ እዩ፣ ንሳ ጓል ጻዶቅ እያ።+ 2 ዜና መዋእል 27:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ንሱ ድማ ላዕለዋይ ኣፍ ደገ ቤት የሆዋ ሰርሐ፣+ ኣብ መካበብያ ዖፌል እውን ብዙሕ ሃነጸ።+ 2 ዜና መዋእል 33:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ምናሴ+ ኺነግስ ከሎ፡ ወዲ 12 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ድማ 55 ዓመት ነገሰ።+ 2 ዜና መዋእል 33:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ድሕርዚ፡ ንኸተማ ዳዊት+ ብምዕራብ ጊሖን+ ኣብቲ ስንጭሮ* ኽሳብ ኣፍ ደገ ዓሳ+ ናይ ወጻኢ መካበብያ ሃነጸ፣ ናብ ዖፌል+ ከኣ ኣዞሮ፡ ኣዝዩ እውን ኣበረኾ። ኣብ ኵለን እተዓርዳ ኸተማታት ይሁዳ ድማ ኣሕሉቕ ሰራዊት ሸመ። ነህምያ 11:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 እቶም ኣገልገልቲ ቤተ መቕደስ*+ ከኣ ኣብ ዖፌል+ ይቕመጡ ነበሩ፣ ጺሓን ጊሽጳን ድማ ኣብ ልዕሊ እቶም ኣገልገልቲ ቤተ መቕደስ* ሓላፍነት ነበሮም።
14 ድሕርዚ፡ ንኸተማ ዳዊት+ ብምዕራብ ጊሖን+ ኣብቲ ስንጭሮ* ኽሳብ ኣፍ ደገ ዓሳ+ ናይ ወጻኢ መካበብያ ሃነጸ፣ ናብ ዖፌል+ ከኣ ኣዞሮ፡ ኣዝዩ እውን ኣበረኾ። ኣብ ኵለን እተዓርዳ ኸተማታት ይሁዳ ድማ ኣሕሉቕ ሰራዊት ሸመ።