ያእቆብ 5:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 እንሆ፡ እቲ ንስኻትኩም ዝገደብኩምዎ ውዕለት እቶም ኣብ ግራውትኹም ዝዓጸዱ ዓየይቲ የእዊ ኣሎ፣ ኣውያት እቶም ዓጻዶ እውን ኣብ እዝኒ የሆዋ* ጐይታ ሰራዊት በጺሑ ኣሎ።+
4 እንሆ፡ እቲ ንስኻትኩም ዝገደብኩምዎ ውዕለት እቶም ኣብ ግራውትኹም ዝዓጸዱ ዓየይቲ የእዊ ኣሎ፣ ኣውያት እቶም ዓጻዶ እውን ኣብ እዝኒ የሆዋ* ጐይታ ሰራዊት በጺሑ ኣሎ።+