መዝሙር 12:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 “ውጹዓት ስለ እተጨቈኑ፡ድኻታት ድማ እህህ ስለ ዝበሉ፡+ክትንስእ እየ” ይብል የሆዋ። “ካብቶም ዚንዕቕዎም* ከድሕኖም እየ።” መዝሙር 91:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ኣምላኽ ከኣ ከምዚ ኢሉ፦ “ስለ ዚፈትወኒ፡* ከናግፎ እየ።+ ስመይ ስለ ዚፈልጥ፡* ከዕቍቦ እየ።+