ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 22:22-24
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 22 “ንመበለት ወይ ንዘኽታም* ኣይትግፍዑ።+ 23 እንተ ገፊዕካዮ እሞ፡ ናባይ እንተ ጠሪዑ፡ ጥርዓኑ ርግጽ ክሰምዕ እየ፣+ 24 ቍጥዓይ ከኣ ኪነድድ እዩ፣ ብሰይፊ ድማ ክቐትለኩም እየ። ሽዑ፡ ኣንስትኹም መበለታት፡ ደቅኹም ከኣ ዘኽታማት ይዀኑ።

  • ዘዳግም 10:17, 18
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 17 የሆዋ ኣምላኽኩምሲ ኣምላኽ ኣማልኽቲ፡+ ጐይታ ጐይተት፡ ዓብይን ሓያልን ዜፍርህን ኣምላኽ፡ ዘየዳሉን+ ጉቦ ዘይቅበልን እዩ። 18 ንሱ ንዘኽታምን* ንመበለትን ፍትሒ የውጽእ፡+ ንጓና ኸኣ የፍቅር፡+ እንጌራን ክዳንን እውን ይህቦ።

  • መዝሙር 10:14
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 14 ንስኻ ግና ሽግርን ጭንቅን ትርኢ።

      ነዚ ትጥምቶ እሞ ኣብ ኢድካ ተእትዎ።+

      መከረኛ ናባኻ የብል፣+

      ረዳኢ ዘኽታም* ንስኻ ኢኻ።+

  • መዝሙር 146:9
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  9 የሆዋ ንጓኖት የዕቍቦም፣

      ንዘኽታምን ንመበለትን ይኣልዮም፣+

      ውጥናት እኩያት ግና ይዓናቕፍ።*+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ