ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘዳግም 28:15
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 15 “ግናኸ፡ እዚ ኣነ ሎሚ ዝእዝዘካ ዘለኹ ዅሉ ትእዛዛቱን ሕግታቱን ንምግባር ድምጺ የሆዋ ኣምላኽካ እንተ ዘይሰሚዕካ፡ ኵሉ እዚ መርገም እዚ ኺመጸካን ኬርክበካን እዩ፦+

  • ዘዳግም 28:23
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 23 ኣብ ልዕሊ ርእስኻ ዘሎ ሰማያት ነሓሲ ኪኸውን እዩ፡ ኣብ ትሕቴኻ ዘላ ምድሪ ኸኣ ሓጺን ክትከውን እያ።+

  • መዝሙር 107:33
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 33 ንሱ ንኣፍላግ ናብ ምድረ በዳ፡

      ንዓይኒ ማያት ከኣ ናብ ምድሪ ኣጻምእ ይልውጦ፣+

  • መዝሙር 107:34
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 34 እወ፡ ብሰሪ ኽፍኣት እቶም ዚቕመጥዋ፡+

      ንፍርያም ምድሪ ናብ ጨዋም ምድሪ ይልውጣ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ