-
መዝሙር 114:1መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
114 እስራኤል ካብ ግብጺ፡
ቤት ያእቆብ ካብቲ ኻልእ ቋንቋ ዚዛረብ ህዝቢ ምስ ወጸ፡+
-
መዝሙር 114:4መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
4 ኣኽራን ከም ደዓውል፡
ኵርባታት ከም ዕያውቲ ተሰራሰሩ።+
-
-
-