ዘጸኣት 19:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 የሆዋ ብሓዊ ኣብ ልዕሊኡ ስለ ዝወረደ፡+ ኵሉ ኸረን ሲና ይተክኽ ነበረ፣ ትኩ ድማ ከም ትኪ እቶን ይዓርግ ነበረ፣ ብዘሎ እቲ ኸረን ከኣ ኣዝዩ የንቀጥቅጥ ነበረ።+ መሳፍንቲ 5:4, 5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ኦ የሆዋ፡ ካብ ሰዒር ምስ ወጻእካ፡+ካብ ሃገር ኤዶም ድማ ምስ ከድካ፡ምድሪ ኣንቀጥቀጠት፡ ሰማያት እውን ኣዝነሙ፡ደበናታት ከኣ ማይ ኣዝነሙ። 5 ኣኽራን ኣብ ቅድሚ ገጽ የሆዋ መኸኹ፡*+ሲና እኳ ኣብ ቅድሚ ገጽ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል+ መኸኸ።+
18 የሆዋ ብሓዊ ኣብ ልዕሊኡ ስለ ዝወረደ፡+ ኵሉ ኸረን ሲና ይተክኽ ነበረ፣ ትኩ ድማ ከም ትኪ እቶን ይዓርግ ነበረ፣ ብዘሎ እቲ ኸረን ከኣ ኣዝዩ የንቀጥቅጥ ነበረ።+
4 ኦ የሆዋ፡ ካብ ሰዒር ምስ ወጻእካ፡+ካብ ሃገር ኤዶም ድማ ምስ ከድካ፡ምድሪ ኣንቀጥቀጠት፡ ሰማያት እውን ኣዝነሙ፡ደበናታት ከኣ ማይ ኣዝነሙ። 5 ኣኽራን ኣብ ቅድሚ ገጽ የሆዋ መኸኹ፡*+ሲና እኳ ኣብ ቅድሚ ገጽ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል+ መኸኸ።+