ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 21:33
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 33 ተመሊሶም ከኣ ብመገዲ ባሳን ደየቡ። ዖግ+ ንጉስ ባሳን ከኣ ምስ ኵሉ ህዝቡ ኣብ ኤድረይ ብውግእ ኪቀባበሎም ወጸ።+

  • ዘዳግም 3:8
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 8 “በታ ግዜ እቲኣ፡ ንምድሪ እቶም ኣብ ዞባ ዮርዳኖስ ዝነበሩ ኽልተ ኣሞራውያን ነገስታት፡+ ካብ ስንጭሮ* ኣርኖን ክሳብ ከረን ሄርሞን ወሰድናያ።+

  • ዘዳግም 3:10
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 10 ኵለን ከተማታት ከበሳን ኵላ ጊልዓድን ኵላ ባሳንን ክሳብ ሳልካን ኤድረይን፡+ እተን ኣብ ባሳን ዘለዋ ኸተማታት መንግስቲ ዖግ ወሰድና።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ