2 ነገስት 6:16, 17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ንሱ ግና፡ “ካብቶም ምሳታቶም ዘለዉስ ምሳና ዘለዉ ይበዝሑ እዮም እሞ፡+ ኣይትፍራህ”+ በሎ። 17 ኤልሳእ ከኣ፡ “ኦ የሆዋ፡ ምእንቲ ኺርእስ፡ በጃኻ ኣዒንቱ ኽፈት” ኢሉ ጸለየ።+ ብኡብኡ፡ የሆዋ ኣዒንቲ እቲ ጊልያ ኸፈተ እሞ፡ ንሱ ረኣየ፣ እንሆ ድማ፡ ኣብ ዙርያ ኤልሳእ፡ እቲ ኣኽራን ብኣፍራስን ሰረገላታትን ሓዊ መሊኡ ነበረ።+ ማቴዎስ 26:53 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 53 ወይስ ንኣቦይ ሕጂ ኻብ 12 ለጌዎን* ዚበዝሑ መላእኽቲ ኺሰድደለይ ምልማኑ ዘይክእልዶ ይመስለካ፧+
16 ንሱ ግና፡ “ካብቶም ምሳታቶም ዘለዉስ ምሳና ዘለዉ ይበዝሑ እዮም እሞ፡+ ኣይትፍራህ”+ በሎ። 17 ኤልሳእ ከኣ፡ “ኦ የሆዋ፡ ምእንቲ ኺርእስ፡ በጃኻ ኣዒንቱ ኽፈት” ኢሉ ጸለየ።+ ብኡብኡ፡ የሆዋ ኣዒንቲ እቲ ጊልያ ኸፈተ እሞ፡ ንሱ ረኣየ፣ እንሆ ድማ፡ ኣብ ዙርያ ኤልሳእ፡ እቲ ኣኽራን ብኣፍራስን ሰረገላታትን ሓዊ መሊኡ ነበረ።+