ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 55:22
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 22 ጾርካ ናብ የሆዋ ደርቢ፣+

      ንሱ ድማ ኪድግፈካ እዩ።+

      ንጻድቕ ኪወድቕ* ከቶ ኣይሓድጎን እዩ።+

  • 1 ጴጥሮስ 5:6, 7
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 6 እምበኣር፡ ብግዜኡ ንሱ ልዕል ምእንቲ ኼብለኩም፡ ኣብ ትሕቲ እታ ሓያል ኢድ ኣምላኽ ትሕት በሉ።+ 7 ንሱ ይሓልየልኩም እዩ እሞ፡+ ንዅሉ ጭንቀትኩም* ናብኡ ደርብይዎ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ