ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 55:23
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 23 ኦ ኣምላኽ፡ ንስኻ ግና ናብ ዝዓመቘ ጕድጓድ ከተውርዶም ኢኻ።+

      እቶም ዕዳ ደም ዘለዎምን መታለልትን ሰባት፡ ፍርቂ ዕድሚኦም ኣይኪነብሩን እዮም።+

      ኣነ ግና ብኣኻ እእመን* እየ።

  • ህዝቅኤል 18:26
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 26 “‘ጻድቕ ጽድቁ እንተ ሓዲጉን እንተ በዲሉን ብሰሩ እንተ ሞይቱን፡ ብበደሉ እዩ ዚመውት።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ