ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 49:27
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 27 “ብንያም+ ከም ተዅላ ኺሰላልዕ እዩ።+ ንግሆ ንግዳዩ ኺበልዖ፡ ምሸት ከኣ ምርኮኡ ኺመቅል እዩ።”+

  • 1 ሳሙኤል 9:21
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 21 ሳኦል ከኣ፡ “ኣነስ ብንያማዊ፡ ካብቶም ዝነኣሱ ነገዳት እስራኤል ደይኰንኩን፧+ ዓሌተይከ እቲ ኻብ ኵሎም ዓሌታት ነገድ ብንያም ዝነኣሰ ደይኰነን፧ ስለምንታይ ደኣ ኢኻ ኸምዚ ኢልካ እትዛረበኒ ዘለኻ፧” ኢሉ መለሰ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ