1 ነገስት 6:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 እስራኤላውያን* ካብ ምድሪ ግብጺ ኻብ ዚወጹ ኣብ መበል 480 ዓመት፡+ ካብታ ሰሎሞን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ዝነገሰላ ኣብ ራብዐይቲ ዓመት፡ ኣብ ወርሒ ዚው*+ (ንሳ እታ ኻልአይቲ ወርሒ)፡ ንሱ ምህናጽ ቤት የሆዋ* ጀመረ።+ 1 ዜና መዋእል 16:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ንታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ድማ ኣምጺኦም ኣብ ውሽጢ እቲ ዳዊት ዝተኸለሉ ድንኳን ኣንበርዎ።+ ዚሓርር መስዋእትን መስዋእቲ ሕብረትን ከኣ ኣብ ቅድሚ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኣቕረቡ።+ እዝራ 5:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ብተወሳኺ፡ ንጉስ ቂሮስ ነቲ ነቡካድነጻር ካብታ ኣብ የሩሳሌም ዝነበረት ቤተ መቕደስ ወሲዱ ናብ ቤተ መቕደስ ባቢሎን ዘምጽኦ ናይ ቤት ኣምላኽ ኣቕሑ ወርቅን ብሩርን፡ ካብ ቤተ መቕደስ ባቢሎን ኣውጽኦ።+ ንሓደ ሹም ዝገበሮ+ ሸሽባጻር*+ ዚብሃል ከኣ ሃቦ።
6 እስራኤላውያን* ካብ ምድሪ ግብጺ ኻብ ዚወጹ ኣብ መበል 480 ዓመት፡+ ካብታ ሰሎሞን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ዝነገሰላ ኣብ ራብዐይቲ ዓመት፡ ኣብ ወርሒ ዚው*+ (ንሳ እታ ኻልአይቲ ወርሒ)፡ ንሱ ምህናጽ ቤት የሆዋ* ጀመረ።+
16 ንታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ድማ ኣምጺኦም ኣብ ውሽጢ እቲ ዳዊት ዝተኸለሉ ድንኳን ኣንበርዎ።+ ዚሓርር መስዋእትን መስዋእቲ ሕብረትን ከኣ ኣብ ቅድሚ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ኣቕረቡ።+
14 ብተወሳኺ፡ ንጉስ ቂሮስ ነቲ ነቡካድነጻር ካብታ ኣብ የሩሳሌም ዝነበረት ቤተ መቕደስ ወሲዱ ናብ ቤተ መቕደስ ባቢሎን ዘምጽኦ ናይ ቤት ኣምላኽ ኣቕሑ ወርቅን ብሩርን፡ ካብ ቤተ መቕደስ ባቢሎን ኣውጽኦ።+ ንሓደ ሹም ዝገበሮ+ ሸሽባጻር*+ ዚብሃል ከኣ ሃቦ።